ኣጠቓቕማ ውዕል
1. መእተዊ
እንዃዕ ናብ ግልጋሎት ድሕረ-ገፅ ዲጂታል ሎተሪ ኢትዮጵያ ብደሓን መፁ ። አብዚ ዝርከቡ ፀዋታታት ማለት'ውን ቶምቦላ፤ራፍል፣ ባህላዊ ሎቶሪ፣ፈጣን ሎተሪ፣ ፏሓቅ ፏሓቅ፣ ናይ ግምት ቑፅሪ ምምራፅ፣ ቢንጎ፣ሎቶ ጃክፖት፣ ምስባር(ክራሽ)፣ ሓሳባዊ(ቨርቹዋል) ፀዋታታትን ተመሳሰልቲ ኻልኦት ናይ ዕፃ ዓይነታት እዮም። ኣብዞም ፀዋታታ እዚኦም ቅድሚ ምስታፎም፤እዞም ዝስዕቡ ደምብታታ፣ መምርሕታትን ኹነታትን ኹሉ ንምክታል ከምዘማልእ ይገልፅ እዩ።በይዝኦም ቅድሚ ምምዝጋቦም እዚ ሰነድ ብ ትኹረት የንብብዎ።
መፍለየይ ዲጂታል ልቶሪ ብምፍጣርን አብ ኹሎም ፀወታታት ብምስታፍ፣ እቶም ደምብታት፣መምርሒታትም እና ኹነታት ምሉእ ብ ምሉእ ከምዝኽተሉ ብግልፂ ተስማሚዖም አለዉ።
2. ብቑዕ ምዃን
- ኣብ ግልጋሎት ሎቶሪ ንምስታፍ እንተወሓደ 18 ዓመት ክኾኑ ኣለዎም
- ኣብ ግልጋሎት ሎቶሪ ንምስታፍ እንተወሓደ 18 ዓመት ክኾኑ ኣለዎም
- ናይ ዲጂታል ሎተሪ ኣቅረብቲ ድርጅታት ናይ ሶፍትዌር ፈጠርቲ ሰራሕኛታትን ናይ አቅረብቲ ቤተሰብ አባላት ን አብነት (ብዓል ገዛ "ስባአይ" ብዓልቲ ገዛ ("ሰበይቲ"፣ውላድ፣ወለድቲ) ኣብዚ ምስታፍ ኣይከኣልን
3. ናይ ሕለፍ መፍለይይ ምዝገባ
- ተጠቀምቲ ኣብ ግዘ ምዝገባ መፍለይይ ዝተማለእ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
- ተጠቀምቲ መረጋገፂ ናይ መፍለይይ መረዳእታታት (ናይ ሕለፍ ቃልን መፍለየይ ተጠቃምን ) ናይ ምሕላው ሓላፍነት አለዎም።
ናይ ምዝገባ ረቋሕታትሀ) ምሉእ ሕጋዊ ስም(ግድን)
ለ) መነነት ዝርኢ ዝሰርሕ ታሴራ (ከም መማረፂ)
ሐ) ዝሰረሕ ቑፅሪ ቴሌፎን(ግድን)
መ) ናይ ቴሌፎን ገንዝብ ሒሳብ( ኣካውንት) (ግድን ገንዘብ ብ ቅዲ ኤሌክትሮኒክ ወፃኢ ንምግባር)
ስ) ናይ ንግዲ ባንክ ኢትዮጵያ ሒሳብ መረዳእታ( ግድን ፤ዘሸነፍዎ ገንዘብ ንምቅባል)
ረ) ዝሰረሕ ናይ ኢሜይል ኣድራሻ (ከም መማረፂ)
ሰ) ናይ መንበሪ አድራሻ (ከም መማረፂ)
ናይ መፍለየይ ድሕንነትሀ) ተሪር ናይ ሕለፍ ቃል ምጥቃም
ለ) ድርብ-ብርኺ መረጋገፂ
ሐ) ናይ ድሕንነት መዘመኒ መድብ
መ) ሹዑ ንሹዑ ናይ ድሕንነት ፀገም ሪፖርት ምግባር
4.ናይ ምስታፍ ሕግታት
- ሕድሕድ ሎተሪ ትኬት ወይ ዕድጊት ፀዋታ ኣብ ሓደ ዕፃ ንምእታው ወይ ን ሓደ ፈጣን ዕድል ጥራሕ ዘግልግል እዩ።
- ትኬታት ልክዕ ብዝኮነ ናይ ክፍሊት ሜላታት ክግዝኡ አለዎም ።
- ንሕድሕድ ፀዋታ ዝክፈል ክፍሊት አብቲ ፀዋታ ዝተውሰነ እንትኮን ፤ብፍሉይ ኹነታት እንተድኣ ዘይተገሊፁ ዝተዓደገ ትኬት ምምላስ አይከኣልን።
- ኹሎም ተስትፎታት ብድርግትና አቢሎም ዝተረጋገፁ አፍለጦ ዝተውሃቦም መድረኻትና ፣ ብድሕረ-ገፅ፣ብመተግበሪ ወይ ድማ ብዝተፈቀደሎም ውልቀ ሰባት ( ድርጅታት) አቢሉ ጥራሕ ክከናወን አለዎ።
- ካብ ፈጣን ዓወት ወይ ካብ ቅድሚ ዕፃ ምውፅኡ መዓልቲ፤ ምሉእ ክፍሊት ዝተገበረሎም ናይ ትኬት ዕድጊት፣ናይ ፀዋታ ዕድጊትን ዕፃን ተሳተፍቲ ጥራሕ ተቐባልነት አለዎም።
- ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ ብሓደ ተጠቃሚ ዝግዝኡ በዝሒ ትኬታት ናይ ምግዳብ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣብ ናይ ዕፃ ተሳትፎሀ) ናይ ዕድጊት መወዳእታ መዓልቲ:- ዕፃ ቅድሚ ምውፅኡ ቅድሚ 1 ስዓት ይውዳእ(ብዘይካ ብፍሉይ ኹነታት እንተዘይተገሊፁ)
ለ) ዕፃ ቅድሚ ምውፀኡ ናይ ድጂታል ትኬት መረጋገፂ ክበፅሕ አለዎ።
ሐ) ዝተፈላለዩ ናይ ተሳትፎ ኣመራፅታት ይቀርቡ እዮም።
መ) ናይ ክፍሊት መረጋገፂ ክህሊ አለዎ።
ፈጣን ናይ ደመ ነፍሲ ቑፅሪ ፈጠርቲ ፀወታታትሀ) ሽዑ ንሽዑ ፀዋታ ምፍላም
ለ) ብ ድጂታል መንገዲ ፀዋታታት ምግባር
ሐ) ሽዑ ንሽዑ ውፅኢት ምራአይ
መ) ናይ ሽልማት ምልላይ
5.ናይ ዕፃ ኸይዲ
- ዕፃታት ብዝተረጋገፀ ቴክኖሎጂ ወይ ብሰብ ሓይሊ ዝዳለው ናይ ሎተሪ ዕፃ መውፅኢ መሳርሒ ይፍፀም
- ዕፃታት ብዝተወስ ግዝ ዝከናወኑ እንትኾኑ እቲ ውፅኢት ድማ ብ ድሕረ-ገፅ፣ ማሕበራዊ ሚድያ፣ወይ ብቐጥታ ፈነወታት አቢሉ ዕላዊ ይኸውን።
ንፈጣን ፀወታታት ናይ ዕፃ ኸይዲ:ሀ) ቅድመ ኹነት ሽልማታት ዝተወሰኑ እዮም።
ለ) ድሕንነቱ ዝተሓለወ ናይ አወፃፃኣ ስርዓት የኽተል።
ሐ) ሽዑ ንሽዑ ናይ ምርግጋፅ ኣሰራርሓ
መ) ብባዕሉ ዘሰርሕ ና ሽልማት ምደባ
- ብቴክኒክም ይኹን ብዕፃ መውፅኢ ስርዓት ምክኛት ፀገም እንተጋጥም ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ እቲ ዕፃ ንካልእ ግዘ ምምሕልላፍ መሰሉ ዝተሓለው እዩ።
- ኣብ ዕፃ አወፃፅኣ ዘይምርድዳእ እንተተፈጢሩ ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ ናይ መውዳእታ ውሳነ ይህብ።
6. ሕግታት ሽልማት
- ንሕድሕድ ናይ ፀዋታ ሎተሪ ወይ ዕፃ ዝብሃው ሽልማት ብዕላዊ መድረኽ አቢሉ ከም ዝተገለፀ ይኸውን።
- ተዓወቲ ብኢሜል፣ SMS ወይ ብፕላትፎርምና ሓበሬታ ኣቢሉ እንረኽቦም እንትኸውን ሽልማቶም ኣብ ዝተጠቐሰ ግዜ ክሓቱ ኣለዎም።
- አብ ሰዓቶም ዘይተሓተቱ ሽልማታት ብኢትዮጵያ ሎተሪ ኣገልሎት ክስረዙ ወይ ድማ ናብ ኻሊእ ቦታ ክዘዋወሩ ይኽእሉ እዮም።
- ኹሎም ሽልማታት ብዝተገለፅሉ መልክዑ ዝዋሃቡ እዮም። ብዕሊ እንድሕር ደኣ ዘይተገሊፁ ብጥረ ቕርሺ ወይድማ ብዝተፈላለየ ጥቕማ ጥቕሚ ክቕየር ኣይኽእልን።
7.መረጋገፂ
- እቶም ተዓወቲ ሽልማቶም ቕድሚ ምሕታቶም ዝተሓደሰ ታሴራን ኣብ ሎተሪ ፀዋታ ንምስታፍ ብቑዕ ስለ ምዃኖምን ሕጋዊ መረጋገፂ ክሕተቱ ይኽእሉ እዮም።
- ዝኾነ ይኹን ናይ ሓሶት ወይ ድማ መታለሊ ሓበሬታ ንምሃብ ዝግበር ፈተነ ናይ ሽልማት ሕቶኦም ውድቂ ይገብሮ ከምኡ'ውን ብሕጊ ተሓታትንት ይስዕብ
8.ተሓታትነት
- ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያን ታምኮን ሶፍትዌር ሶሉሽን ናይ ሓለዋ ድሕንነት ድሕረ-ገፅ ፣ፍትሓዊ ፀዋታ፣ናይ ሽልማት ክፍሊትን ናይ ተጠቀምቲ (ናይ ወልቀ መረዳእታ ናይ ሕለፍ ቃል....) ሓለዋ ብዝምልከት ሓላፍነት ይወስዱ።
- ግልጋሎት ሎቶሪ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቴክኒካዊ ፀገም ንዝጠፍኡ፣ ንዝደንጎዩ ከምኡውን ንዝተጋገዩ ተሳትፎታት ተሓታቲ አይኽውንን።
- ብድሕረ-ገፅ ብዝተፈጠረ ስሕታት ምክንያት እንተዘይኮይኑ፣ ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ ብሎተሪ ዕፃን ፀዋታታት ምክንያት ንዘጋጥሙ ኺሳራታት ፣ ጉድኣታት፣ጥፋኣታትን ብሽላምት አጥቃቅማ ዝመፁ ጉዳያት ተሓታቲ አይክውነን።
- ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ዝኾኑ ዘየተሓሰቡ ኹነታት እንትገጥሙ ዕፅኦም ንምቅያር፣ ናይ ምስራዝ ወይ ና ምእጋድ መስለኡ ሕልው እዩ።
9.ዝፈሸለ ክፍሊት & ናይ ትኬት ሓቀኚነት
1. ዘይተማልአ ዕድጊትካብ ባንኪ/ስርዓት መስርሕ ክፍሊት ዝወሃብ ክፍሊት እንተፈሺሉ እቲ ዝተመርፀ ቁፅሪ ሎተሪ ይንፀግ።
እቲ ስርዓት “ክፍሊት ተወዲኡ” ዝብል እንተኾይኑ፡ እቲ ገንዘብ ግን ብትኽክል እንተዘይኣትዩ፡ እቲ ትኬት ይንጸግ።
2. ጌጋታት መስርሕ ክፍሊትትኬት ብሰንኪ ቴክኒካዊ ጸገም፡ ምቁራጽ ኢንተርነት፡ ወይ ጌጋ ስርዓት ፀገም እንተተፈጢሩ ይንጸግ።
3. ቅኑዕ ናይ ትኬት ምርግጋፅትኬት ክቑፀር ዝግበኦ እንኮ ረቛሒ ሙሉእ ተኸፊሉ ብስርዓት ዝተረጋገፀ ክኸውን እንከሎ እዩ።
• ዓንቀጽ ምክልኻል ምትላልዝኾነ ሰብ ናይ ምትላል መረጋገጺ ክፍሊት ወይ ዘይተኸፍለ ትኬት ብምጥቃም ሽልማት ክሓትት ዝፍትን፡ ናይ ሕሳብ ምእጋድን ሕጋዊ ስጉምትን ክውሰደሉ እዩ።
10. ናይ ግብሪ ጉዳያት
- ተዓወቲ ምስ ሽልማቶም ዝተተሓሓዙ ዝኾኑ ይኹኑ ግብሪታት ወይ ክፍሊታት ናይ ምክፋል ሓላፍነት አለዎም።
- ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ ብሕጊ መሰረት ናይ ግብሪ ተቐንስቲ ናይ ''ሚኒስትሪ ኣታዊ '' ወኪሉ ክሕዝ ይከእል እዩ።
11.ዝተኸልኸሉ ተግባራት
- ዝኾነ ይኹን ናይ ምትላል፣ናይ መፍለይይ ጥፍኣት፣ናይ ክፍሊት ምትላል፣ካብ ሕዚ ወፃኢ ዝተረኸበ ገንዘብ ሕጋዊ አምሲልኻ ምቅራብ ብጥቡቅ ዝተኸልከለ እዩ።
- ትኬታት ንምግዛእ ወይ ብሎተሪ ንምስታፍ ዓርሱ ብ ዓርሱ ዝሰርሕ ስርዓታት ፣መተኣማመኒ ዘይኾኑ ስርዓታት (ቦት) ምጥቃም ዝተከልከለ እዩ።
- አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዝተኸልኸሉ ፍፃመታት ምፍፃም ብቲ ዓይነት ፍፃመ ወይ ብርኺ መፍለይይ መእጋድ፣ሽልማት ምውራስ፣ብዘላቅነት እቲ አገልግሎት ካብ ምጥቃም መእጋድን ናይ ሕጋዊ ተሓታትነት ተግባራት ይውሰዱ።
12. ምቑራፅ
- ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ ነዞም ውዕላትን ኹነታትን ዝጥሕሱ ተጠቀምቲ መፍለይይ (ኣካውንት) ንመእጋድ ወይ ነቲ ግልጋሎት ንከይጥቀሙ ናይ ምቑራፅ መሰለ አለዎ።
- ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ ተጠቅምቲ በሚያደርጉት መጠራጠሪ ክንውናት፣ ብደምቢ ቑፅፅር ወይ ብድሕረ-ገፁ ስራሕ ደው ምባል ወይ ምዕፃው ምክንያት መለልይኦም ንምእጋድ ወይ ነቲ ግልጋሎትን ንከይረኽቡ ምግባር መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
- ተጠቀምቲ ናይቲ መድረክ መትከል ብፅሑፍ ሕቶ ብምቅራብ መፍለይኦም( አካውንቶም) አብዝደለይዎ ግዘ ከቋርፁ ይከእሉ እዮም።
13. መመሓየሽታት
- ግልጋሎት ሎተሪ ኢትዮጵያ ውዕልታት፣ደምብታት፣ሽልማታት፣ ወይ ስነ-ስርዓት ኣሰራርሓ አብ ዝኾን እዋን ንምቅያር፣ንምምሕያሽ ዘይግደብ መሰል አለዎ።
- ተጠቀምቲ ንዝተገበሩ ለውጥታት፣ምምሕያሻት እንትህልዉ ብኢሜይል መላለይይ ሓበሬታ ይረክቡ እዮም።
14.ተፈፃሚነት ዘለዎ ሕጊ
- እዞም ውዕሊ እዚኦምን ኹነታትን ብመሰረት ናይ ኢትዮጵያ ሕጊ ይምርሑ።
- ዝኾነ ይኹን ዘይምርድዳእ ወይ ቅረታ እንተሃልዩ ብብሕታዊ ናይ አብያተ ሕጊ ወሳነ ብዝብሃዎ መልክዑ ይፍታሕ።
15.ናይ ዓሚል ሓገዝ
- 24/7 ሓገዝ ን ተጠቀምቲ አሎ።
- እቲ ሓገዝ ብቡዝሕ መንገዲ (ቻት፣ቴሌፎን፣ኢሜይል)ክረክክቡ ይክእሉ
- አብ ሰዓታት ውሽጢ መልሲ ይረኽቡ፣እቲ ፀገም ይፍታሕ።
16.ዘይምርድዳእ ዝፍትሕሉ መንገዲ
- ሀ) በናይ ዉሽጢ ገምጋም ክፍታሕ ይክእል
- ለ) ብሳልሳይ ወገን አቢልኻ ብስምምዕነት ክፍታሕ ይክእል
- ሐ) ብሕጊ አገባብ ክፍታሕ ይግበር ።
17.ውልቃውነት
- አብ ሎተሪን ፀዋታታትን ተሳትፎ ብምግባር፣ናይ ውልቀ መርዳእትኦም ''ብውልቃዊ መምርሒ''መሰረት ከም ዝስብሰብ፣አብ ጥቅሚ ከም ዝውዕል ከኻዕበት ከምዝኸእል ፈሊጦም ፍቃዶም ከም ዝሃቡ ይሕሰብ።
- ናይ ውልቀ መረዳእታ እንጥቀሞ ዕፃ ንምውፃእ፣ ሽልማት ንምሃብን ንመላለይን ጥራሕ እንትኸውን፣ ፍቃዶም እስካብ ዘይሃቡ ወይ ናይ ናይ ሕጊ ግቡእ እንተዘይተዋሂቡና ብፍፁም ን ሳልሳይ ወገን አሕሊፍና አይንህብን።