መፈለምታ ገፅሎተሪ ይዓድጉፈጣን ሎተሪ ይፃወቱውጽኢት

18+

ንሶም 18 ወይ ደማ ልዕሊኡ ድዮም?

This website is intended for users aged 18 and above. Please confirm your age to proceed.

ኣይ ፣ ኣነ ትሕቲ 18 እየ

ትንሳኤ ሎተሪ

ዕጫ ዚወፅእሉ ዕለት:

ሚያዝያ 11, 2017

ዕድገመት ሎተሪ ተዛዚሙ

ስለ ዝተሳተፉ አዚና ነመስግን !ሰናይ ዕድል

ከመይ ከምዝፃወቱ

1. ካብ 2000000 ጀሚሮም 7 ዕድለኛታት ቑፅርታት ይምረፁ። ወይ ድማ ባዕሉ እቲ ስይስትም ንክመርፀልኩም “ ብቐሊሉ ይምረፁ” ዝብል ይጠቐሙ።

2. ‘ዝመረፅዎም ናይ ዕደል ፅሪታት ንማዕዳግ “ንፅል ትኬት 20 ቕርሺ” ዝበል ብምጥዋቅ ፍርቂ ይዓድጉ ወይ ድማ ንሙሉእ ናይ ሎተሪ ትኬት “ሙሉእ ትኬት 60 ቕርሺ ”ዝብል ብምጥዋቅ ሙሉእ ትኬት ይዓድጉ ። ቀፂሎም ‘መሪፀ ወዲአ’ ዝብል ይጠውቁ እሞ ኣብ ዓረብያኦም የእትዉ። ተወሳኺ ናይ ሎተሪ ዕድል ትኬት ንምውሳኽ ቑፅርታቶም ደጊሞም የምረፁ'ሞ ‘ናብ ከርጢት አእቱ’ ዝበል ይጠውቁ ድሕሬኡ ናብ ዓረብያኦም የእትውዎ።

3. ምርጫታቶም ድሕሪ ምዝዛም፡ ዕድጊቶም ንምፍፃም “ንምኽፋል ድሉው እየ ” ዝብል ይጠውቁ።

4. “ኽፍሊቶም የረጋግፁ” ዝብል ቁልፊ ብምጥዋቕ ዕድጊቶም ይፈፅሙ።

5. ናይ ሎተሪ ትኬቶም ገዚኦም ኣለዉ። ናይ ፅሑፍ መረጋገፂ ክረኽቡ እዮም፣ “ኣውርድ” ብምጥዋቕ ድማ ትኬቶም ከውርዱ ይኽእሉ እዮም።

6. ንተወሳኺ ኣገልግሎት “ ናብ ዋና ገፅ” ዝብል ይጠወቁ።

ሕጊ ጨወታ

1. ተዓዋቲ ናይዚ ቲኬት ኾይኑ ክቐርብ ኸሎ ንዘምፅኦ ሰብ ሽዑ ንሽዑ ክፍሊት ይፍፀም።

2. ብሓደ ትኬት ካብ ሓደ ንላዕሊ ዕፃ ምውናን ኣይከኣልን።

3. እዚ ቲኬት ዕፃ ካብ ዝወፀሉ ኣትሒዙ ድሕሪ 6 ወርሒ ዋጋ ኣይህልዎን።

4. ምምሕዳር ሎተሪ ኢትዮጵያ ናይዚ ዕፃ ኣሸነፍቲ መንነት ከከም ኣድላይነቱ ብዝተፈላለዩ መግለፅታት ይወፅእ።

5. እዚ ዕፃ ሎተሪ ፉርቁ ብወረቐት ተሓቲሙ ዝሽየጥ እንትኸውን እቲ ዝተረፈ ፍርቁ ኸዓ ብድጅታል መንገዲ ንመሸጣ ይቀርብ። ዕፃ ክወፅእ ከሎ ብኽልቲኡ መንገዲ ዝተሸጡ ትኬታት ከም ሓደ ቑፅሪ ተካቲቶም ተዓዋታይ ቑፅሪ ይመርፁ ።